ከም ስደተኛታት ወይ ፈለስቲ ኣብ Norderstedt ክሰፍሩ ዝደልዩ ሰባት ንመኽሮምን ንሕግዞምን ኢና።

ትካልና ኣካል "Diakonisches Werk Hamburg-West/Südholstein" እዩ። ናይ ክርስትያን ኣረኣእያ ሰብ መሰረት ተግባርና እዩ። ትርጉም ስራሕና ከም ደገፍ ምውህሃድ ናይ ዝኾኑ ወዲ/ጓል Norderstedt ኢና ንርድኦ፣ ዋላ ንሕጂ መጺኦም ዝኾኑ ዋላ ውን ብነዊሕ ተቐሚጦም ዝነበሩ።