ቅባለ

ብቕዓት ኣለኩም። ዲፕሎም ኣለኩም። ሰርቲፊከታት ኣለውኹም። ከምኡድማ ቅባለ መፈጸምታኹም ከመይ ጌርኩም ክትረኽቡ ከምትኽእሉ ክትፈልጡ ደሊኹም።

ናብ መርበብ IQ (IQ Netzwerk) ምጹና ኢኹም። ንመኽረኩምን ንሕግዘኩምን ኢና። ሰርቲፊከታትኩም ኣብ ቅኑዕ ቦታ ክምርመሩ ምእንቲ ክከኣሉ።

ኣብ Pinnebergን Norderstedtን Elmshornን Reinbekን ንመኽረኩም ኢና።

Unsere Förderer: