ምእላይ

ኣብቶም መቐመጢታት ህጹጽ ኩነታት ንሕግዘኩም

ኣብ ዝስዕብ ንሕግዘኩም

  • ምእታው ኣብ ጀርመን
  • ርክብ ምስ ቤት-ጽሕፈታት
  • ሽግራት
  • ጸገማት ጥዕና
  • ምርዳእ ደብዳበታትን ሰነዳትን

ጽቡቕ ሓባር ምንባር ንምድብ ኢና። ተሳተፉ ኢኹም።

Die Sozialpädagogische Betreuung wird gefördert von der Stadt Norderstedt.